9ይ ጉባኤ ማድኣት ተጀሚሩ

9ይ ስሩዕ ጉባኤ ማሕበር ደቂኣንስትዮ ትግራይ መጋቢት 7/2008ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ተጀሚሩ። ካብ ኩለን ወረዳታት ትግራይ ዝተወከላ ኣባላት ማሕበርን ብዘይድምፂ ንክሳተፉ ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን መዳርግቲ ኣካላትን ብሓፈሻ 605 ይሳተፉ ኣለዉ። ናይቲ ጉባኤ ክቡር ጋሻ ዝተኸበሩ ኣይተ ኣባይ ወልዱ ፕረዚደንት ምምሕዳር ክልል ትግራይ እቲ ጉባኤ ብዕሊ ዝኸፈትዎ እንትኾን ናይ ሕብሽቲ ምቑራስን ሽምዓ […]

read more

9ይ ስሩዕ ጉባኤ ማሕበር ደቂኣንስትዮ ትግራይ ክካየድ እዩ

ማሕበር ደቂኣንስትዮ ትግራይ (ማደኣት) 9ይ ስሩዕ ጉባኤ ካብ ዕለት 07/07/2008ዓ.ም ጀሚሩ ዝካየድ እንትኾን ካብኩለን ወረዳታት ትግራይ ዝተወከላ ኣባላት እቲ ማሕበርን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ብሓፈሻ ልዕሊ 650 ዘሳትፍ ክኾን እዩ። ቅድሚ እቲ ጉባኤ ምክያዱ ሎሚ ዕለት መጋቢት 6 2008ዓ.ም ማርች8 ን እቲ ጉባኤን ምክንያት ብምግባር ናይ ፓናል ምይይጥ ተዳልዩ እናተኻየደ ይርከብ። ብክንፈ ኣብርሃ ዝቐረበ

read more

this is WAT

read more

Hello world!

Welcome to WordPress. This is your first post. Edit or delete it, then start blogging!

read more